Thursday, September 02, 2010

public invitation for a seminar in Göteborg

Eritrean -Swedish organization for democracy and justice in Goteborg is inviting the public to attend a seminar with invited guests Amanuel Sahle and Khaled Abdu.
The invited guest will brief us about their journey to the Eritrean refugee camps in Ethiopia and about the national conference.

when: Saturday 4th of September 2010 at 15:00

where: Beväringsgatan no. 9

wellcome all!!!


ህዝባዊ መጸዋዕታ ንተቀማጢ የቶቦርን ከባቢኣን


ንዕለት 4 መስከረም 2010፣ አብ ከተማ የቶቦሪ አቶ አማኒኢል ሳህለን አቶ ካልድ ዓብዱን፣ ብዛዕባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኢትዮጵያ ብምብጻሕን ናብ ዝተፈላለዩ መዓከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዑደት ብምግባር ዝተዓዘብዎን፣ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ከመይ ከምዝመስል፣ ሓፈሻዊ ስእሊ ክህቡና ስለዝኾኑ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ተዳልዩ ዘሎ ቦታ ብምምጻእ፣ ነጻ ናይ ሓሳባት ምልውዋጥን ዘለኩም ሕቶታት ከተቅርቡ ኤርትራዊ ጥርናፈ ንፍትሕን ዲሞክራስን አብ የቶቦሪ ብኽብሪ ይዕድም::


ግዜ: ዕለተ ቀዳም 4 መስከረም 2010 ሰዓት 15:00 (4 september 2010)
ኣድራሻ: አብ Beväringsgatan ቁጽሪ 9

No comments: